ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክትግራይ ዳዕፋይናንስን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 26, 2011 10:15 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 26, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
- · ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑታት
- · ናይ ፅሬት ኣቅሑት
- · ማይ ቦጥ ምቅራብ
- · ኮበርታ ዕደጊት
1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ትክእሉ
2 ተጫራቲ ኣካዳሚና ብዘቐመጦ መግለፂ መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኩም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕለት 23/11/2011 ዓም ክሳብ 25/11/2011 ዓም ሰዓት 10:15 ኣብ ዘሎ ግዘ ናብ ኣካዳሚና ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 0-06 ኣታዊ ክትገብሩ ትክእሉ
3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 25/11/2011 ዓም ድሕሪ ሰዓት 10: 15 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10:30 ኣብኣካዳሚና ቢሮ ቁፅሪ 0-06 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344401989