ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ነቲ ብሓባር ሃፍቲ ብምትእልላሽ ብድሙቅ ኩነት ከብዕሎ ስለዝደለየ ፕሮሞት ንምግባር ድልየት ዘለኩም በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሓምለ 20, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
ናይ እቶት ምትእልላሽ ስራሕቲ ንምስራሕ ዘክእል ፍቃድ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለዮ ቁፅሪ ዘለዎ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑን
በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ዕለት 19 /11 /2011 ዓም ጀሚሩ ን 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል
ፕሮፎርማ ዝቅርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 11:00
ፕሮፎርማ ዕለት 24 /11/ 2011 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 01 77