ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋት ዝዉዕል ናይ መኪ ባትርን ናይ መኪና ጎማን ምስ ካላማደርያ አቁሑት ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሓምለ 19, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ዝስዕቡ ረቃሕታት ከተማልኡ ይግባእ
ናይ 2011 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃ
ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዮ ቁፅሪ
ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት
ቫት ተመዝገብቲ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርትፍኬት ክተቅርቡ
ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18 /11/ 2011 ዓም ክሳብ 22 /11 /2011 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ
ፕሮፎርማ ዕለት 23/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447