ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 19, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 20, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሓምለ 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ሞዴል መኪና: Hzj-75; Hzj 105; LN 166
ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ንግዲ; ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ; ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደቱ ትክእሉ
መወዳደሪኩም ሽም ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባ ብሽምዒ ብምዕሻግን ካብ ዕለት 17 /11/ 2011 ዓም ክሳ 19/ 11 /2011 ዓም ሰዓ 8:30 ምቅራብ ይከኣል
ፕሮፎርማ ዕለት 19/ 11 /2011 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416570