ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፅሬትን ፅባቀን ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዶዘር ኪራይ ግልጋሎት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክንግልግለ ሰለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 18, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 18, 2011 3:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተምን ዘለዎ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 15/11/2011 ዓም ክሳብ ዕለት 17/11/ 2011 ዓም ሰዓት 11:00
3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/11/ 2011 ዓም ናይ ንጎሆ ሰዓት 3:00
4 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342408757