ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ሓ.ዝ.ው.ኩባንያ ንመካይኑ ናይ ፅገና ሰርቪስ ግልጋሎት ዝህቡ ደረጀካ 4 ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ወነንቲ ጋራዥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ በብሽድሽት ወርሒ /6/ ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 25, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሓምለ 12, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2011ዓ/ም ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ ምስክር ወረቀት፣ ናይ ቫት ምስክር ወረቀት፣
2 ናይ ግልጋሎት ወሃቢ ምዝገባ ሰርቲፊኬት
3 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ 05/11/2011 ዓም ጀሚሩ ሓደ ሚኢቲ ብር /100/ ብር ብምክፋል ብኣካል ብምቅራብ ክትወስዱ ትእክሉ ምዃንኩም ንሕብር፡፡
4 ፋይናንሻል ቴክኒካል ሰነድ ሓደ ሓደ ኦርጂናልን ሐደ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል፤
5 ናይ ጨረታ መከበሪ 2 ሚኢታዊ ናይቲ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ ብመልክዕ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤
6 እቲ ጨረታ 24/11/2011 ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 6:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።
7 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-746424 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።