ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ በሮ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቅሑታት ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 11, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 11, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 9, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 08/11/2011 ዓም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል
3 ፕሮፎረማ ዝቐርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 10/11/2011 ሰዓት 11:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት አታዊ ይከዉን
4 ፕሮፎረማ ዝክፈተሉ ዕለት 11/11/2011 ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን
ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 01 77