ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 3, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 5, 2011 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 6, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 02/11/2011ዓ/ም ክሳብ 05/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡45 ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                       2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/11/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡                                                  ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403477/408299 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s