ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 18, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 18, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሰነ 14, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይበነትን ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TIN/ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መቅረብቲ ካብ  13/10/2011 ክሳብ 17/10/2011 ዓም ሰዓት 11:30 ሰነድ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/10/2011 ዓም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342406380

ጨረታ መደብ

s