ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ መፅሄት ብፕሮፎርማ ኣወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 4, 2011 5:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሰነ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 01/10/2011ዓ/ም ክሳብ 4/10/2011ዓ/ም ሰዓት 5፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 4/10/2011ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-460062/ 460065/ ፋክስ 0344-460525 ምድዋል ይከኣል፡፡