ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይ ማእከላዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ሕትመት ንዝህሉ መድረክ ምንቅስቃስ ኢንቨስትመንት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ውዕሊ ብምእሳር ከሐትም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 4, 2011 8:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሰነ 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/09/2011ዓ/ም ክሳብ 4/10/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30

                                             2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/10/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

                                                 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400009 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ