ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒዩተርን ኮምፒዩተር ተዛመድቲን ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 10, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 10, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት
1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፍቃድ መለለዮ ግብሪ ከፋላይነት ዘለኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ፣ናይ መቀርባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም፤
2 መከበሪ ጨረታ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ክተትሕዙ ትክእሉ፤
3 ሰነድ ጨረታ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ሓደ ዋናን ሓደ ቅዳሕን ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ንኡስ ከ/ስ/ዕ/ፋ ኣብ ናይ ቢሮ ሰዓት ምእታው ትክእሉ፤
4ጨረታ መዐፀውን መክፈትን ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ተገሊፁ ሰለዘሎ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚርኩም ገዚእኩም ምውሳድ ትክእሉ፤
5 ሰዓራይ ትካል ብዝተውሃቦ ዝርዝር መዐቀኒ ከቅርብ ይግባእ፡፡
6 ሰነድ ጨረታ ዋጋ 100.00ቅርሺ እናከፈሉ ካብ ንኡስ ከ/ስ/ዕ/ፋ ምውሳድ ይክእሉ፤
7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንዝበለፀ ሓበሬታ ጨረታ ሰነድ ይመልከቱ ስልኪ ቁፅሪ 0342-413795 ምድዋል ይከኣል፡፡