ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ አጠ/ምም/ርን ገፀር መሬት ክ/ትግራይ ካብ SLMP ዝኮነ በጀት ኤሌክትሮኒክስ ግልጋሎት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 30, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 1, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 29, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/09/2011ዓ/ም ክሳብ 30/09/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417104 ምድዋል ይከኣል፡፡