ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ንዝ/ያ ናይ ኢንተርኔት ናወቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 23, 2011 11:25 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 23, 2011 11:26 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 21, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/09/2011ዓ/ም ክሳብ 22/09/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡25
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404161 ምድዋል ይከኣል፡፡