ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓዲሓቂ ናይ 2011ዓ/ም ናይቲ ክ/ከተማ ድምር ስራሕቲ ድምር ስራሕቲ ሓፁር ምትካልን ትክሊ ምትካል ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 30, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ፣ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ሚያዝያ ቫት ድክሌር ዝገበርሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 ናይ ጨረታ መክብሪ 15000.00 ሽሕ ቅርሺ ብ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

3 ተወዳደርቲ ብስራሕቲ ግሪነሪ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ክኮኑ ይግባእ፤

5 ተወዳደርቲ ናይ ፋይናንሻል ሰነድ ጥራሕ ከቅርቡ ይግባእ፤ ናይ ፋይናንሻ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

6 ኣብ 2009/2010ዓ/ም በዚ ስራሕ ኣመልኪቱ ብክ/ከተማ ብደብዳቤ ዝተኣገደ ኣብዚ ጨረታ ኣይሳተፍን፤

7 ሰዓራይ ጨረታ ሰዓራይ ምዃኑ መስተፈለጠ ድሕሪ 3ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

8 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን 2ይ ደብሪ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል።

9 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 15/09/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344-403728 /403772ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s