ጥላሁን ይግዛው ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ን2011 ዓ/ም ንሲኦሲ ንስልጠናን ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 19, 2011 3:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 16, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/09/2011ዓ/ም ክሳብ 19/09/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-771828 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s