ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ኣትክልቲ ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 13, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 13, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 13/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403663 /404346ምድዋል ይከኣል፡፡