ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንዳ/ዳ/ም/ሃፍቲ ወፃኢ ታ.ቁ 4-01065 ትግ ሞዴል LAN 25 ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 13, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 13, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 10, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 9/09/2011ዓ/ም ክሳብ 12/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291/415152 ምድዋል ይከኣል፡፡