ከተማ መቐለ ማ/ቤት ፍርዲ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት እዞም ንፖስተኛ መጋዓዝያ ዝውዕሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 2, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 1, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/08/2011ዓ/ም ክሳብ 02/09/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡