ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝክፈል ናይ ፅሬት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 2, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/08/2011ዓ/ም ክሳብ 02/09/2011 ሰዓት 4፡30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/09/2011ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-411454 ምድዋል ይከኣል፡፡