ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ናይ ሕትመት ውፅኢት ክብረ መዝገብን ሰርቲፊኬትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከጓዓዓዝ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 30, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/08/2011ዓ/ም ክሳብ 29/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30
2 ፕሮፎርማ ዕለት 29/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408714 ምድዋል ይከኣል፡፡