ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝክፈል ናይ ኤሌክትሮኒክስን ኤሌክትሪክን ብፕሮፎርማ አወዳዲር ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 28, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/08/2011ዓ/ም ክሳብ 28/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30
2 ፕሮፎርማ ዕለት 28/08/2011ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411454 ምድዋል ይከኣል፡፡