ኣብ ህንፃ ቢሮ ሕርሻ ልምዓትን ክልል ትግራይ ዝርከብ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ልምዓትን ፅንዓት ዕዳጋን ስራሕቲ ሕትመት ከሳልጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 9, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 9, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ወረቀት መቅረባይነት ዘቅርብ፤መለለይ ካርዲ ከምኡውን ወረቀት ምስክር ተመዛጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዃኖም ቅዳሕን ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ሓቢሮም ከቅርቡ ይግባእ፡፡

2 መከበሪ ጨረታ ብሽም ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ልምዓትን ፅንዓት ዕዳጋን ኣስሪሖም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም፡፡

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 24/08/2011ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓትን ፅንዓት ዕዳጋን ክፍሊ ቁፅሪ 410 4ይ ደብሪ መፂእኩም ክትወስዱ ትክእሉ፤

4 ሳንዱቅ ጨረታ 9/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ አብ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ልምዓትን ፅንዓት ዕዳጋን ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 410 4ይ ይክፈት፡፡

5 እቲ ቢሮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402965/0344-414653 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s