ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ዝኾና ብብረትን ዕንፀይትን ስራሕቲ ተዋፊርና ንርከብ በዚ መሰረት እቲ ዝተጠቀሰ ቦታ ዝስራሕ ንምህናፅ ዘድልየና ኣብ ብሎክ 1 ዘድሊ ልዕሊ ቢም ስራሕቲ ንምስራሕ ንደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 25, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ቲን ናምበር: 2011 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ንግዲ ፍቃድን ኦርጅናልን ኮፒን ይተሓሓዝ
2 ትካልና ናይ ምቅናስን ምዉሳክን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
3 ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ ካብ 17/ 8/ 2011 ዓም ጀሚሩኣብ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁጽሪ 117
4 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት ሓሙስ 24/8/2011 ዓም ሰዓት 10:00 ድሕሪ ሰዓት
5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ሓሙስ 24 /8 /2011 ዓም 10:30 ድሕሪ ሰዓት
6 ድርጅትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
7 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት በዘይ ምርካቦም ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጋሉን
8 ጨረታ ሰነድ ዝርከበሉ ዝክፈተሉን ቢሮ ቁፅሪ ህንፃ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቢሮ ቁፅሪ 117
9 እዚ ከም ዉዕሊ ሰነድ ኮይኑ የገልግል
10 ተጫረቲ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ 3000 ከትሕዙ ይግባእ
11 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ 50 ብር
ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342 41 02 33 / 09 14 700 700 / 09277570 51