ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረት ናይ ሕትመት፣ ፅ/መሳርሒን ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 17, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 14/08/2011ዓ/ም ክሳብ 16/08/2011 ሰዓት 11፡30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-402420 ምድዋል ይከኣል፡፡