ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 15, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/08/2011ዓ/ም ክሳብ 14/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት፡፡

ጨረታ መደብ

s