ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ንቤት ማዘጋጃ ክ/ከተማ ዓይደር ኣገልግሎት ዝውዕል ናይ ተክሊ ምልማዕ /ግሪነሪ ስራሕቲ/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 18, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ :ቲን /TIN/ : እዋናዊ VAT (ቫት ዲክሌር) ዝገበረን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገቡ መረጋገፂ ዘቅርብን ፤
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 02/08/2011 ዓ/ም ክሳብ 17/08/2011 ዓም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል፤
3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/08/2011 ዓም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 17/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይክፈት ተዘይሃለዉን ዉን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይክፈት ይግምገምን፤
4 ናይ ጨረታ መከበሪ ብር 5000 ሽሕ ቅርሺ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ብሰፒኦ ወይ ጥረ ገንዝብ ከትሕዝ አለዎ፤
5 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ሓደ ኮፒን ብዝተዓሸገ ፖስታ የቅርብ፤
6 ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተረጋገፀ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ውዕሊ ክኣስር ይክእል፤
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ቡሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ኣድራሻና -ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ታሕታዋይ በሪ
ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-419267 ደዊልካ ምሕታት ይክእሉ