2ይ ጊዜ ዝወፀ ናይ ጨረታ ምልክታ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2006 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 25, 2006
posted:ልዕሊ 13 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ዩኒቨርቲ ኮሌጅ ኒው ሚለንየም ኮምፒተራትን ፕሮጀክተርን ብጨረታ ኣወዳዲሩ /ክዕድግ/ ይደሊ። ኣበቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ እዞም ዝስዕቡ መፀቀኒታት ብምምላእ ክትጫረቲ ይዕድም።

  1. ናይ 2006 ዓ/መ ዝተሓደሸ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክቅርብ ዝክእል

  2. ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 5% ብ ሲፒኦ ክትሕዝ ዝክእል

  3. ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ካብ ዕደጋ ክፍሊ ይውስድ

  4. ናይ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋነ ካብ ዕለት 24/03/2006 ዓ/ም ክሳብ 01/04/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዝርከብሉ ይክፈት

  5. ተጫረቲ ናይ ሓደ ዋጋ እንተቅርቡ ናይ ቫት ዋጋ ውን ሓዊሶም የቅርቡ

  6. ተጫራታይ ንብረት ዘቅርበሉ መዓልቲ ክንፅር ኣለዎ

  7. ተጫራታይ ምስዓሩ ምስተነገሮም ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ውሽጢ 5+ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣበ መቀለ ካምፓስ የረክብ

  8. እቲ ንብረት ትክክለኛነቱ ተፈቲኑ ምስ ተረጋገፀ ክፍሊት ይፍፀመሉ

  9. ካብቲ ትክክለኛ መግለፂ ወፃኢ ዝከነ ንብረት ተቀባልነት የብሉን

  10. እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሓለወ እዩ

ጨረታ መደብ

s