ትካልና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ 2011ዓ/ም 2ይ መንፈቅ በጀት ዓመት ንትካልና ዘገልግሉ ናይ መኪና ጎማን ቅያር ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 2, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 2, 2011 9:45 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 28, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 27/07/2011 ክሳብ 01/08/2011ዓ/ም ሰዓት 09፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡45 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-203912/0914-281708 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s