ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ ኮሌጅና ሚስቲቡሽ ዳብል ጋቤና ናብ መቐለ ብምውሳድ ክነፀግና ስለዝደለና ካብ ኮሌጅና ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ናብ መቐለ ታደለና ሃ/ማርያም ጋራዥ ሕ/ሽ/ማ ፅዒኑ ዝወስድ ኮይኑ መፅዓኡን መራገፊኡን ብባዕሉ ዝሽፍንን ኮይኑ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተሪያ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 1, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 1, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ክሳብ 01/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/082011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0347-730211 ምድዋል ይከኣል፡፡