መቐለ ቤት ህንፀት ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝ/ያ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ናይ ኢድ ሞያ ጥራሕ ንምፅጋን ካብ ፍቃድ ዘለዎም ነጋዶ ኣወዳዲሩ ንሰለስት ወርሒ ውዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 28, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ክሳብ 30/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-411454 ምድዋል ይከኣል፡፡