ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ዲኮር መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 28, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 28, 2011 6:01 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 28/07/2011ዓ/ም ሰዓት 6፡00

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416727 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s