ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2011ዓ/ም ናይ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 26, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 26, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 25, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 24/07/2011ዓ/ም ክሳብ 26/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0341-412505/ 0914-591108 /0948-536208 ምድዋል ይከኣል፡፡  

ጨረታ መደብ

s