ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ ኮምፒዩተር ንብረታት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 27, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 20/07/2011ዓ/ም ክሳብ 26/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይከውን፡፡

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-470092 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s