ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምም/ር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ንቤት ፅ/ት ር/ምም/ር ናይ መኪና መለዋወጢን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 20, 2011 2:29 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 20, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 17/07/2011ዓ/ም ክሳብ 19/07/2011ዓ/ም
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-416451 ምድዋል ይከኣል፡፡