ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንዝተፈላለያ ንቤት ፅሕፈት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ግሪነሪ መዋህለሊ ካፒታል ማለት መዋህለሊ ርእሰ ማል ሓምለዋይ ከባቢ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክህበና ዝክእል ኣካል ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 28, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ደኣንት ወረቀት ምስክር ከቀረቡ ዘክእሉ፣ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 17/07/2011ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ብነፃ ምውሳድ ይከኣል፡፡

2 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት፡፡

3 ተጫረቲ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ወይ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎም፡፡

4 ዝኮነ ይኩን ተወዳዳራይ እቲ ትካል ካብ ዘሰናድኦ ስሩዕ ትካል ጨረታ ብክፋል ምቅራብ ኣይክኣልን፡፡

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757/0344-408501 ምድዋል ይከኣል:

ጨረታ መደብ

s