ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ናይ ፅሬት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 18/07/2011 ሰዓት 9፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 18/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡  

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0342-413795 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s