ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ ንዳ/ዳ/ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቀሑት ፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 16/07/2011ዓ/ም ክሳብ 18/07/2011 ሰዓት 9፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 18/07/2011ዓ/ም ሰዓት1 9፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-415291/5152 ምድዋል ይከኣል፡፡