ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ባህር ዛፍ ናይ መፅዓኒ መራገፍን መጋዓዓዝን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/07/2011ዓ/ም ክሳብ 19/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ
s