ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ባህር ዛፍ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 12/07/2011ዓ/ም ክሳብ 17/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡10 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-413232 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ
s