ኤጀንሲ ልምዓትን ምም/ርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 14, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 14, 2011 5:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 14/07/2011ዓ/ም ሰዓት 5፡00
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-418506/15 ምድዋል ይከኣል፡፡