ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ን2011 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ወረቀት ምስክር መቅረባይነትን ክተቅርቡ ትክእሉ፣ወረቀት ምስክር መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ዋናን ቅዳሕን ክተቅርቡ ትክእሉ፣
2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ለካቲት 2011ዓ/ም ዲክለር ዝገበርኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ፣
3 ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 10/07/2011ዓ/ም ክሳብ 25/07/2011ዓ/ም ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 6 ምግዛእ ይከኣል፤
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ይክፈት፤
5 ንጨረታ መከበሪ 5001.00 / ሓሙሽተ ሽሕን ሓደ ቅርሺ ብር/ ብሲፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ጥረ ገንዘብ ምትሓዝ ይከኣል እዩ፤
6 ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እንተሃልይዎ ድማ ፊርማ ይገበረሉ፤
7 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ 60 መዓልታት ይከውን፤
8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-406285 ምድዋል ይከኣል