ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ስፔር ፓርትን፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 7, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 7, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 5, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት04/07/2011ዓ/ም ክሳብ 07/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-480511/10 ምድዋል ይከኣል፡፡