ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2011 በጀት ዓመት ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ንትርከብ ኒሳን D-22 መኪና ፓምፕ ግልጋሎት ንምርካብ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 6, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 4, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/07/2011ዓ/ም ክሳብ 05/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30

2 አዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/07/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይክፈት፡፡

ጨረታ መደብ

s