መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ-ጉዶም ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ምቅራብን ምስፋይን እዚ ማለት ናይ ሰብ ሞያ ሓካይምን ካርዲ ክፍሊ ናይ ላብራቶሪ ወ.ዘ.ተ በቢ ባዕሎም ዓይነት ኣዳሊዩ ከቅርብ ስለዝደለና

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 6, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 29, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ዝተሓደሰ ናይ 2011 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዝተመዝገበ ምዃኑ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝኽእል፤

3 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝኽእል ቫት ረጂስተር ዝገበረ /ዝተመዝገበ፤

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ 28/06/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 06/07/2011ዓ/ም ካብ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲጉዶም ምውሳድ ይከኣል።

5 ሳንዱቅ ጨረታ 06/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 4:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት። ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጓገልን።

6 እቲ ቤት ዕዩ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7 ኩሉ ሰነድ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ነንበይኑ ዋናን ቅዳሕን መሊእኹም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብቲ ቢሮ ቁፅሪ 45 ክተቅርቡ ኣለኩም።

8 ድሕሪ ቅሬታ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰዓራይ ኣካል ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልታት ውዕሊ ክኣስር ኣለዎ።

9 ሰነድ ጨረታ ወይ ስፔስፊኬሽን ስርዝ ድልዝ እንተሃልዩዎ ካብቲ ጨረታ ወፃኢ ይኸውን።

10 ሰዓራይ ጨረታ ሰዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ውዕሊ መኸበሪ ከትሕዝ ኣትሒዙ ድማ ኣብ ውሽጢ 20 መዓልቲ ንብረት የረክብ።

11 ኣሸናፊ ምካኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ውዕሊ መክበሪ ከትሕዝ ኣትሒዙ ድማ የረክብ፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0946-793588/0914-482579 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s