ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 29, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 29, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 27, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 26/06/2011ዓ/ም ክሳብ 28/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 28/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል፤