ንኤጀሲና መራከቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ፣ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባንዴራ፣ ሕትመት፣ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግን ከሐትምን ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 29, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 27, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/06/2011ዓ/ም ክሳብ 28/06/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-406380 ምድዋል ይከኣል፤