ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ኣብ ጠቅላላ ምሕደራ ገንዘብ ንብረትን ኣመልኪቱ ስልጠና ክህብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከሰልጥን ንደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 3, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ የካቲት 25, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/06/2011ዓ/ም ክሳብ 02/07/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/07/2011ዓ/ም 9:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-470092 ምድዋል ይከኣል

 

ጨረታ መደብ

s