ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 23, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 23, 2011 9:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 20, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 19/06/2011ዓ/ም ክሳብ 22/06/2011 ሰዓት 9:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-417637/ 400158 ምድዋል ይከኣል፤

ጨረታ መደብ

s