ትካልና ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ንዝርከቡ 8ተ ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ኣካል ጉድኣት ግንዛበ ዝፈጥራ ሚኒ ሚድያታት ንምጥያሽ ዝውዕል ወንበር /Guest chair/፣ ጠረጴዛ፣ ሸልፍን ፃዕዳ ሰሌዳን/White Board/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ንደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 24, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም የካቲት 16, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 በቲ ሞያ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዋ/ዎን

2 ናይ 2011ዓ/ም ፍቃድ ዘሐደሰን

3 ናይ ከተማ ልምዓት ሓፂር ምዝገባ ዝገበረ

4 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

5 ናይ ጨረታ ውሕስና /Bi Bond/ 2ሚኢታዊ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/06/2011ዓ/ም ሰዓት 2:00 እንትከውን እቲ ጨረታ ድማ ድሕሪ ሓደ ሰዓት ለካቲት 24/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብዎ እቲ ጨረታ ይክፈት፤

7 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንትረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ፤

 ኣድራሻ- ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮጰያ ዋና ቤት ፅሕፈት ቀበሌ 18 ፊት ሸባ ኣካዳሚ

ስ.ቁፅሪ 0344-409442/410810 ምድዋል ይከኣል፤

ጨረታ መደብ

s